Do you need any help?
Contact us at:

 

 

The Infocenter is opened on weekdays from 8:30 to 17:00.

Infogesprek

ናይ ሓበሬታ ዝርርብ ምውህሃድን ሃገራዊ ፈተናን

ኣብ’ዚ ገጽ ዘሎ ቅጥዒ ምስ እትመልኡ ብመንገዲ ፖስታ ናይ ካፓበልታል ነጻ ናይ ሓበሬታ ዝርርብ ዕድመ ክትቕበሉ ኢኹም። ኣብ ዝቀርበኩም ጨንፈርና ክንዕድመኩም ኢና። እቲ ዝርርብ ካብ 1 ክሳብ 2 ሰዓታት ክወስድ’ዩ። ኣብ’ዚ ዝርርብ ምስ ካፓበልታል ክትላለዩ ኢኹም። እቲ መምህር ድማ ደረጃ ምልከት ቋንቋኹምን ንምግምጋም ክትነኩም’ዩ። ኣብ’ዚ ዝርርብ ብምምርኳስ እቲ መምህር እቲ ንዓኹም ዝሓይሽ ዓይነት ስልጠና እንታይ ምዃኑ ክመኽረኩም’ዩ። ብድሕሪ’ዚ ነቲ ስልጠና ምሳና ክትቅጽልዎ ትደልዩ እንተዄንኩም ክትውስኑ ኢኹም። ኣብ እዋን እቲ ዝርርብ ሕቶታት ክትሓትቱ ትኽእሉ ኢኹም። እንተደሊኹም እቲ መምህር ኣብ ምምላእ መመልከቲ ቕጥዕታት ናይ ልቓሕ DUO ክተሓጋገዘኩም’ዩ።

ኣብ ካፓበልታል ስልጠናታት ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ይጅምሩ።